Fana: At a Speed of Life!

ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መበል 16 ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።

ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ቤኔዲክት ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 95 ዕድሚኦም ሎሚ መዓልቲ ከምዝዓረፉ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.