Fana: At a Speed of Life!

ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።

ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሪያድ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ንጉስ ካሊድ እንትበፅሑ፥ ብሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ፕሮፌሰር ኣሕመድ ቢን ኣብዱላዚዝ ቃታን ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

ፍልፍል፦ spa.gov.sa

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.