Fana: At a Speed of Life!

ነዳዲ ኣቕረብቲ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነዳዲ ኣቕረብቲ ትካላት ኢጥዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ መሃያ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዝተዋፅአ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን።

ዋና ስራሕ  ኣፈፃሚ እቲ ትኣል ኣይተ ታደሰ ሀይለማሪያም፥ እቲ ድጋፍ ንኣካቢ ኮሚቴ ኣተኣኻኻቢ እቶት መከላከያ ብርጋዴር ጄኔራል ኣስረስ አያሌው ንው ኣረኪቦም።

እቲ ትካል ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም።

ብርጋዴር ጄኔራል ኣስረስ ኣያሌው ግብረ ራዕዲ  ህወሓት  ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ከባቢታት  መሰረተ ልምዓት ብምውዳም፣ ህዝቢ ብምፍንቓል፣ ዘረፋን ግህሰት ሰብዓዊ መሰል ብምፍፃም ናይ ዘርኢ ምጥፋእ ገበንይፍፅም ኣሎ ኢሎም።

እዚ ግብረ ራዕዲ  ኢትዮጵያ ንምፍራስ ፃዕሪ ይገብር ዘሎ እኳ እንተኾነ፥ብኢትዮጵያውያን ሓድነትን ምትሕብባርን ፃዕሩ ከምዝኸሽፍ  ኣብ ገግንባሩ ዘጋጥሞ ዘሎ ሽንፈት ከምዘረእይ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.