Fana: At a Speed of Life!

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ከተማ ደሴ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፅምበሩ መናእሰይ ከተማ ደሴ ምፍናው ተገይሩሎም።

እቶም መናእሰይ “ንሃገርና ኣብ እዋን ፀገማ ቀዲምና መስዋእቲ ክንኮነላ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ወሲንና” ኢሎም።

“ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ወሲንና ዘለና ብፍቓድና ኢዩ፣ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ንምምካትን ሃገርና ተኸቢራ ክትነብር ንምግባርን ተዳሊና ኣለና” ምባሎም ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ደሴ ኣበበ ገ/መስቀል፥ መናእሰይ ብፍቓዶም ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ዘርአዩዎ ተበግሶ ዝነኣድ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.