Fana: At a Speed of Life!

ናይ ሓሶት ደረሰኝ እንትሕተመሎም ዝነበሩ 31 ዘይሕጋዊ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሓሶት ደረሰኝ እንትሕተመሎም ዝነበሩ 31 ዘይሕጋዊ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ተታሒዞም።

ኣብ 2013 ዓ.ም እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሓዞም ዘይሕጋዊ ማሽናት ጥራሕ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን በር ዋጋ ዘለዎም ዕዳጋ ዘየለ እናሎ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ተገይሩ ደረሰኝ ብምቑራፅ ንምሕባእ ታክሲን ምጭብርባር ውዒሉ ኢዩ ተባሂሉ።

በቶም ማሽናት ተሓቲሞም ዝተወዝዑ ናይ ሓሶት መረዳእታታት ኣብ ዝተወሰኑ ከፈልቲ ግብሪ ኣንኢስካ ንምግላፅ ረብሓ አንትውዕሉ ከምዝነበሩ ምግላፁ ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.