Fana: At a Speed of Life!

ናይ ሓባር ሃገር ኣብ ምህናፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ- ፕ/ር መስፍን ኣርአያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነገራት ነቒስካ ብምውፃእ ብዘተ ኣብ ምፍታሕን ናይ ሓባር ሃገር ኣብ ምህናፅን ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ ክብሉ ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ  ፕ/ር መስፍን ኣርአያ ገሊፆም።

እቲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘለውዎ ሃገራዊ ልኡኻት በዝምልከት ብንዛበ ዘጨብጥ መድረኽ ኣብ ክልል ዓፋር ተኻይዱ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ፕ/ር መስፍን ኣርአያ፥ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ክሊ ዕላምኡን ልኡኹን ብምጥማት ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ዘተ ከምዘካየደ ተዛሪቦም።

ነገራት ነቒስካ ብምውፃእ ብዘተ ኣብ ምፍታሕን ናይ ሓባር ሃገር ኣብ ምህናፅን ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ ክብሉ ድማ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.