Fana: At a Speed of Life!

ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 496 ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽበር ዘሎ እንትኸው፥ ናይ ነብዩ ሙሃመድ(ሰ.ዐ.ወ) ውልደት ብምሕሳብ  ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ።

ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ሓዊሱ  ኣብ ግብፂ፣ ሱዳን፣ የመንን ናይጀሪያን እቲ  በዓል ካብ ዘኽበደራ ሃገራት ኣፍሪካ ተጠቀስቲ ኢየን።

ብተወሳኺ እቲ ነዓል ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣዉሮፓን እስያን ይኽበር ኣሎ።

ኣዉስትራሊያ፣ ሩሲያ፣ ፓኪስታን፣ ባንግላዲሽን ፊሊፒንስን እውን ይኽበር ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.