Fana: At a Speed of Life!

ናይ ክፍሊት መገዲ ሞጆ- መቂ-ባቱ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክፍሊት መገዲ 92 ኪሎ ሜትሮ ሞጆ- መቂ-ባቱ ሎሚ መዓልቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ።

ሓደ ኣካል መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ ሃዋሳ ዝኾነ ናይ ክፍሊት መገዲ ሞጆ- መቂ-ባቱ፥ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኢንጅነር ሃብታሙ ተገኝን ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ኣብ ዝተረኸቡሉ ንኣገልግሎት ክፍቲ ተገይሩ።

እቲ ናይ ክፍሊት መገዲ፥ ብ6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተገሊፁ፡፡

ብለይኩን ኣለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.