Fana: At a Speed of Life!

ኔቶ ንዓለም ፅዕንቶ ንምፍጣር ዝገብሮ ፃዕሪ ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኢራን ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኔቶ ንዓለም ፅዕንቶ ንምፍጣር ዝገብሮ ፃዕሪ ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ኣገንዚቦም።

እቶም ፕሬዚዳንት መስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሩሲያ ስርጌ ላቭሮቭ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት እተን ሃገራትን ስምምዕነት ኒውክሌርን ብምጥማት ተዛቲዮም።

ፕሬዚዳንት ራይሲ፥ ኔቶ ንዐላለም ፅዕንቶ ንምፍጣር ዝገብሮ ፃዕሪ ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ተስፋሕፋሕነት ኔቶን ኣሜሪካን ኣብ መንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ንዘሎ ጎንፂ ቀንዲ ምኽኒያት ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩርናዕ ዓለም ዝግበር ምስፍሕፋሕ ኔቶ ብንቕሓት ክረአ ይግባእ ኢሎም ከብል ፕረስ ቲቪ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.