Fana: At a Speed of Life!

ንልዕሊ 300  ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓገዝ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ንልዕሊ 300  ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ገሊፁ።

ብተወሳኺ ን8 ሺሕን 674 ሕሙማን ክትትል ሕክምና ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ማእኸል ሕክምና ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 7 ሺሕን 400 ሕሙማን ተራ ሒዞም ከምዘለዉ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ሓቢሩ።

ናይቲ ማእኸል ሜዲካል ዳይሬክተር ዶክተር ሚክሎል መንግስቱ፥ ካብ ሕብረተሰብን ካልኦት ትካላት ብመሰረት ዝተረኸበ ሓገዝ ኣገልግሎት ሕክምና ምቅፃል ከምዝተኽኣለ ምዝራቦም ካብቲ ማእኸል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.