Fana: At a Speed of Life!

ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ናፅነታ ኣይፈርስን – መናእሰይ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ተውፃእፂኦም ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ድሉዋት ዝኾነ መናእሰይ ኣብ ከተማ ሃረማያ ምፍናው ተገይሩሎም።

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ መኸታ ኣፍሪካ ከምዝኾነ ዝገለፁ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሑሴን ፈይሶ፥ መናእሰይ ናብዚ ሓይሊ ንምፅምባር ብምውሳኖም ኩርዓት ክስመዖም ከምዝግባእ ኣብሪሆም።

ናፅነት ኢትዮጵያ ብስርናይ ንምግዛእ ዝደልያ ሓደ ሓደ ሃገራት፥ መንእሰይ ብቖራፅነት ናብ ሰራዊት ብምፅምባር ምላሽ እናሃበን ከምዝርከብ እውን ኣገንዚቦም።

ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ናፅነታ ኣይድፈርን ዝበሉ እቶም ዘመትቲ ብግደኦም፥ ምስ ካልኦት ኣሕዋትና ብምዃን ግብኣተ መሬት ጁንታ ከምዘቀላጥፉ ገሊፆም።

ብምንያህል መለሰ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.