Fana: At a Speed of Life!

ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን-ቲቦር ናዥ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቲቦር ናዥ ገሊፆም።

ቲቦር ናዥ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጉዳይ ኣባይ ግድብ ጠሚቶም ዝግበሩ ድርድራትን ዘተታትን ከምዝከታተሉ ተዛሪቦም።

ይኹን እነበር ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን ክብሉ ገሊፆም።

ብዲፕሎማሲ ዓለም ለውጢ መርኣያ ግብፂ ክትፈልጥ ከምዝግባእ እወን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.