Fana: At a Speed of Life!

 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ምግባር ሃገር ንክትቅፅል ምኽኣል ኢዩ- ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ምግባር ሃገር ንክትቅፅል ምኽኣል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም።

ሰብ ሃፍቲ ክልለ ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ዝገብርሉ መርሃ ገብሪ ተኻይዱ።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ሃገር ንምቕፃል ዘፍረናዮ ሃፍቲ ንትውልዲ ምትሕልላፍ ዘኽእል መርሃ ግብሪ ብምዃኑ ዝተፈለየ ይገብሮ ኢሎም።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሰብ ሃፍቲ ካብ 100 ሺሕ ክሳብ 1 ሚሊየን ብር ድጋፍ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ብተወሳኺ ሰንጋ፣ ኣጣል፣ ኣባጊዕን ሓዊሱ ካልኦት ናውቲታት ድጋፍ ገይሮም።

ብተወሳኺ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ልገሳ ደም ገይሮም።

ብጥላሁን ይልማ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.