Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኣፋኒየን።

እተን ሚኒስትር ዓውዲ ኪነ ጥበብ ሓድነት ኣብ ምሕላው ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዓብዪ ኣበርክቶ ነይሩዎ ኢለን።

ኢትዮጵያዊነት ኣብ ሕድ ሕድ ኢትዮጵያዊ ልቢ ካብ ምትካል ኣንፃር እውን እቲ ዓውዲ ዝዝረበሉ ብዝግባእ ብዛዕባ ምውፅኡ ተዛሪበን።

ሐዚውን ካብ ዘሎ ሓደጋን ብሄራዊ ሓድነትና ካብ ምሕላው ኣንፃር ብዙሕ ትፅቢት ይግበረሎም ዝበላ እተን ሚኒስትር፥ መንግስቲ ኣብ ኩሉ ነገር ኣብ ጎንኹም ኢዩ ኢለን።

ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ጉዕዘኦም ናብ ጦላይን ኣዋሽ ኣርባን መሰልጠኒ ይገብር ኣሎ።

ብኣፈወርቅ አለሙን ታሪኩ ለገሰን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.