Fana: At a Speed of Life!

ንትግራይን ካልኦት ከባቢታትን ዝኸውን ሓገዝ ኣብ መኽዘን ኣሎ-ሳማንታ ፓውር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መኽዘን ዘሎ 58 ሺሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ከምዘሎ  ዳይሬክተር  ዓለም ለኻዊ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤድ) ሳማንታ ፓወር ገሊፀን።

ሳማንታ ፓውር ኣብ ቲውተር ገፅ ከምዝበልኡ፥ እቲ ሓገዝ እኽሊ ናብ ተሓገዝቲ ንምብፃሕ ምቹው ኩነታት ክፍጠር ይግባእ ክብላ ፃውዒት ኣቕሪበን።

ኣሸባሪ ህወሓት ዝገብሮ ዘሎ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዘተሓሳሰበን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝነበረን ዘተ ምግላፀን ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.