Fana: At a Speed of Life!

ንኢትዮጵያውያን ዘዛመዱ  ክብሪታት ሓድነት ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ዘይምክታቶም ንክሽርሸሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውያን ዘዛመዱ  ክብሪታት ሓድነት ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ዘይምክታቶም ንክሽርሸሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም።

ተመራማሪ ማሕበራዊ ሳይንስን ፍልስፍናን ዶክተር ተሾመ ኣበራ፥ ማሕበራዊ ክብሪታትና ዝተሸርሸሩ ብስርዓተ ተምህርቲን ፖለቲካን ኢዮም ኢሎም።

ተመራማሪን መምህርን ማሕበራዊ ሳይንስ ዩንቨርስቲ ጅማ ነጋ ጅባት ብግደኦም፥ ኣብቲ ሰርዓተ ትምህርቲ ሃገር ቦቆል ፍልጠታት ዘይምክታቶም ቀም ሓደ ፀገም ረቚሖምዎ።

እቶም ሰብ ሙያ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ሰርዓተ ትምህርቲ ሓድነት ዘጉልህን ዘጎልብትን ክካተት ኣለዎ።

ትካላት ሃይማኖት ዘመህርዎ ብተግባር ምርኣይ እቲ ክብሪ ንክሕሎ ከምዝገበረ እወን ገሊፆም።

ብኣልማዝ መኮንን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.