Fana: At a Speed of Life!

ንውፅኢታውነት ዓውዲ ጥዕና ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዓውዲ ጥዕና ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ዘሎ እኳ እንተኾነ ንውፅኢታውነት እቲ ዓውዲ ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ የድሊ ከብላ ሚኒስተር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን።

ዓለም ለኸ ፎሮም ኢንቨስትመንት “ኢንቨስንት ኦርጅንስ 2023” ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ዶክተር ሊያ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ራብዓይን ሳልሳይን በርኪ ሆስፒታላት ዘይተተንከፈ ዕድል ኢንቨስትመንት ከምዘሎ ሓቢረን።

ኣብቲ ዓውዲ ንዝሳተፉ ንምትብባዕ መመሓየሺ ፖሊስን ካልኦት ስራሕቲን ይካየድ ከምዘሎ ተዛሪበን።

ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኣብቲ መድረኽ ካብ ምፍላጥ ብተወሳኺ ልውውጥ ልምዲ ከምዝግበር ገሊፀን።

ብኣፈወርቅ እያዩን ኣዳነች ኣበበን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.