Fana: At a Speed of Life!

ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብቐሊሉ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል www.mygerd.com ዝበሃል ድረ ገፅ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቐሊሉ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል www.mygerd.com ዝበሃል ድረ ገፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ።

ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ራእይ ምዕባለ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንክኸውን፣ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብቐሊሉ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል www.mygerd.com ዝበሃል ድረ ገፅ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.