Fana: At a Speed of Life!

ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 113 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦስተንን ኣትላንታን ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 113 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ።

ኣብቲ እዋን ዳያስፖራ ኣብ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ድጋፍን ኣጠናኺሩ ኣብ ዝቕፅለሉ ብዝምልከት ዘተ ዝተገበረ እንትኸውን፥ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ከምኡውን ኣገልግሎት ኤምባሲን ድጋፍ ኢንቨስትመንትን ዝምልከቱ እውን ምድህሳሶም ካብ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.