Fana: At a Speed of Life!

ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ።

ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣይተ ጋሻው አይችሉህም ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ሓቢሮም።

ካብዚ እቲ 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ኣብ ወደብ ጁብቲ ከምዝበፅሐ ብምግላፅ፥ 3 ሚሊየን ኩንታል ድማ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ተዛሪቦም።

ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል አውን ገሊፆም።

 

 

ብይስማው አደራው

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.