Fana: At a Speed of Life!

ንዝተወሰነ እዋን ትምህርቲ ተዓፂዩ ዝራእቲ ዘመትቲ ንኽእከብ ውሳነ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንወፍሪ ህልውና ደጀን ንኽኸውን ትምህርቲ ካልኣይ ብርኪ ካብ 27 ሕዳር ክሳብ 3 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ዕፁው ንኽኸውን ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣፍሊጦም።

እቶም ሚኒስትር ዕላዊ ከምዝገበሩዎ፥ ትምህርቲ ኣብ ዝዕፀወሉ እዚ ወሳኒ እዋን መምህራን ሃገራዊ ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ይግባእ፡፡

መምህራን ዝባፅሑ ዝራእቲ ብምእካብ ከምኡ እውን ስንቂ ብምድላው ግደኦም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ኢዮም ገሊፆም ዘለዉ፡፡

ንተምሃሮ መከሓሓሲ ትምህርቲ ዝወሃቦም እንትኸውን፥ ዕፁው ኣብ ዝኾነሉ ሰሙን ንሃገሮም ትፅቢት ዝግበረሎም ሓላፍነት ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡

ብሃይለየሱስ መኮንንን ፀጋዬ የወንደሰንን

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.