Fana: At a Speed of Life!

ንዝኾነ ይኹን ምድራዊ ሓይሊ ብፍቕሪ እንበር ብሓይሊ ዘይንብርከኽ ህዝብና ሒዝና ዘጋጠመና ፈተና ብዓወት ክንሻገሮ ኢና-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ።

የአዲስ አበባ ከተማ አስተዳደር ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ተገኝተው ንግግር አድርገዋል።

ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ መድረኽ ሰልፊ ተረኺበን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንዝኾነ ይኹን ምድራዊ ሓይሊ ብፍቕሪ እንበር ብሓይሊ ዘይንብርከኽ ህዝብና ሒዝና ዘጋጠመና ፈተና ብዓወት ክንሻገሮ ኢና ኢለን።

እዚእንርከበሉ ታሪኻዊ ምዕራፍ ዘብህግ ጅማሮ ለውጢ ዘስገኦም ውሽጣዊ ባንዳታትን ግዳማዊ ታሪኻዊ ፀላእቲናን ግንባር ፈጢሮም እናተንቀሳቐሱ ዝርከብሉ ኢዩ ክብላ ገሊፀን።

በዚ እውን ሉእላውነትና ንምድፋር፣ ሃገራዊ ሓድነትናን ዝጀመርናዮ ጉዕዞ ብልፅግናን ንምትዕንቓፍ ፃዕረ ሞት እናገበሩ ኢዮም ኢለን።

“ይኹን እንበር ንዝኾነ ይኹን ምድራዊ ሓይሊ ብፍቕሪ እንበር ብሓይሊ ዘይንብርከኽ ህዝብና ሒዝና ዘጋጠመና ፈተና ብዓወት ክንሻገሮ ኢና” ክብላ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.