Fana: At a Speed of Life!

ንግልጋሎት ሕክምና ሕሙማት ኣስሚ ዝውዕሉ 150 ማሽናት ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግልጋሎት ሕክምና ሕሙማት ኣስሚ ዝውዕሉ 150 ማሽናት ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ።

ሚኒስትር ጥዕና ምስ ኣስትራዜኒክ ሶሳይቲ ዝገበሩዎ ስምምዕነት፥ ኣብ ልዑል ሓማም ኣስሚ ዝርከቡ ዜጋታት ብቐሊሉ ሕክምና ንኽረኽቡ ዝገብርን ንሰብ ሞያታት ስልጠና ንመሃብን ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ስነስርዓት ፌርማ ድማ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማን ዳይሬክተር ኣስትራዜኒክ ሶሳይቲ ኣብ ኣፍሪካ ባረባራ ኔል ኢዮም።

ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ስምምዕነት እንትኸውን፥ መሳርሒታቱ ድማ ብኽልተ ዙር ዝቐርቡ ኢዮም፡፡

ብመሰረት እቲ ስምምዕነት፥ 150 ማሽናት ሕክምና ብ2 ዙር ክቐርቡ ኢዮም፡፡

ብሃይለየሱስ ስዩም

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.