Fana: At a Speed of Life!

ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም።

እቶም ዳያኑ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ጌዴሬሽን ኣይተ ቢልልኝ መቆያን ፕሬዚዳንት ማሕበር ዳያኑ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣይተ መኮንን ጤናውን ኣብቲ ስነስርዓቱ ተረኺቦም፡፡

ኣይተ ቢልልኝ፥  ዳይነት ኣትሌቲክስ ዘመናዊ ንምግባር እቲ ፌዴሬሽን ጠነረኪሩ ክሰርሕ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.