Fana: At a Speed of Life!

ን28 ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ሃገራውያን ማላዊን ግብፂን ንትገብሮ ፀወታ ን28 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ።

ብኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ 25ን 29 ጉንበት ምስ ሃገራውያን ጋንታታ ማላዊን ግብፂን ትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2013 ኣብ ማላዊ ከተማ ሊሎንግዌ ኣብ ዝርከብ ስታዲየም ቢንጉ ከምዘካይዱ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.