Fana: At a Speed of Life!

አብ ልዕሊ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ልዕሊ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ።

ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝርከቡ ወረዳታት ኣቦቴን ወረጃርሶን ብምንቅስቓስ ንብረት እንትዘርፉን ህዝቢ እንተሳቕዩን ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉኝቲ ብምውሳዱ ኣብቲ ከባቢ ሰላም ከምዝነገሰ ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.