Fana: At a Speed of Life!

ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ።

ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፥ እቲ ሓዱሽ ኃይፐር ሶኒክ ሚሳኤል ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ድሕንነት ንምርግጋፅ ይሕግዘና ኢዩ ምባሎም ኣር ቲ ፀብፂቡ።

ብቋንቋ ፋርስ “ፋታህ” ብዝብል ዝሰየምዎ ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ላዕለዎት ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣብ ዝተኣከብሉ ኣብ ዋና ከተማ ኢራን ዝኾነት ቴሂራን ዕላዊ ከምዝገበርዎ ድማ ተገሊፁ።

እቲ ሚሳኤል ንሓዱሽ ትውልዲ ሰራዊት እታ ሃገር ፈላማይ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

1 ሺሕን 400 ኪሎ ሜትር ብምውንጫፍ ዒላምኡ ብብቕዓት ናይ ምፍፃም ዓቕሚ ከምዝለዎ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.