Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሉክዘምበርግን ተደራራቢ ቀረፅ ንምትራፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሉክዘምበርግን ተደራራቢ ቀረፅ ንምትራፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን።

እቲ ስምምዕነት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት ዘመነን ሚኒስትር ገንዘብ ሉግዘምበርግ ፒዬር ግራሜግናን ተፈራሪሞምዎ፡፡

ክልቲአን ሃገራት ምትሕብባረን ከጠናኽራ ዝኽእላሉ ጉዳያት ከምኡ እውን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም እውን ተዛቲዮም፡፡

እቲ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ርክብ እተን ሃገራት ብምጥንኻር ኣብ ቀረፅን ተተሓሓዝቲን ጉዳያት ዝገብረኦ ምትሕብባር ንምጥንኻርን ከምዝሕግዝ ምግላፁ ካብ ኢምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.