Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ መንጎ  ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝተገበረ ፀወታ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ፀወታ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን።

ንኢትዮጵያ ዊሊያም ሰለሞን ኣብ መበል 12 ደቒቓ ሓንቲ ሸቶ፣ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 43ንን ኣብ መበል 58ን ደቓይቕ ክልተ ሸቶ ኣቑፂሮም።

ንኤርትራ ድማ ዓሊ ሱሌይማን ኣብ መበል 34፣ 44ን 71 ደቓይቕን ሰለስተ ሸቶታት ብምቑፃር ሃትሪክ ሰሪሑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.