Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኬኒያን ሰነድ ስምምዕነት ኣገልግሎት ዶብ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬኒያን ሰነድ ስምምዕነት መምርሒ ከይዲ ኣሰራርሓ ኣብ ሓደ ማእኸል ዝውዳእ ኣገልግሎት ዶብ ሞያሌ ከቲመን።

ኣብቲ ስምምዕነት ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያን መተሓባበሪ ኮሚቴ ቁፅፅር ዶብን ስራሕን ኬኒያን ክታሞም ኣምቢረሙሉ።

እቲ መምርሒ ከይዲ ስራሕ ስምምዐነት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 1 ሰነ ኣገልግሎት ምሃብ ዝጀመረ እንትኸውን ሐዚ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ስራሕ ከምዝኣቱ ተገሊፁ።

ጎኒ ንጎኒ እቲ ምንባር ክታም ካብ ከልቲአን ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዓውዲ ውልቀን ትካላትን ከምዝተላዘቡ ተሓቢሩ።

ብፀጋዬ ወንድወሰን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.