Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን  ኣትሌታት ብውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን  ኣትሌታት ኣብ መበል 18 ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም  ንፍፃመ ሓሊፈን።

ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ ብምውካል ዝተሳተፋ፥ ኣትሌት  ለተሰንበት ጊደይ፣ ጉዳፍ ፀጋይን ዳዊት ስዩምን ከምዝሓለፋ ኣረጋጊፀን።

ብኻሊእ መዳይ ብደቂ ተባዕቲዩ 800 ሜትሮ መፃረዪ ቶለሳ ቦደና ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.