Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ንሰላም፣ ምትሕብባር፣ ሓቢርካ ምንባርን ልምዓትን ህዝቦም ክሰርሑ ዝግበአሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ንሰላም፣ ምትሕብባር፣ ሓቢርካ ምንባርን ልምዓትን ህዝቦም ክሰርሑ ዝግበአሉ እዋን ሕዚ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ እቲ ግድብ ንህዝቢታት እተን ሃገራት ሰላማውነት፣ ምትሕብባር፣ ሓቢርካ ምንባርን ምልማዕን ዕድል ሒዙ ዝመፅ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።

ሩባ ኣባይ ብሓፈሻ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ድማ ብፍላይ ንሰለስቲአን ሃገራት ሽቶ ሰላም፣ ምትሕብባርን ልምዓትን እተን ሃገራት ወሳኒ ከምዝኾነ እውን መልኪቶም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.