Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብመናእሰይ ፈጠራ ስራሕ ፈታሕቲ ፀገም ኣብ ሪጋ ተወዳደርቲ ሃገራት ተሰሪዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመናእሰይ ፈጠራ ስራሕ ፈታሕቲ ፀገም ኣብ ሪጋ ተወዳደርቲ ሃገራት ከምዝተሰርዐት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ።

ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ምህዞ ሓሳብ መናእሰይ  ቀፃልነት ዘለዎ ህንፀት ትውልዲ ካብ መንጎ ዝተወዳደሩ ክልተ ጉጅለታት ብደቂ ኣንስቲዮ ዝተወደባ ኣብቲ ውድድር ይሳተፋ ኣለዋ።

ኢትዮጵያ ብምውካል ዝተወዳደራ ደቂ ኣንስቲዮ፥ ብሕፅረት ኦክሲጅን ዝሳቐዩህፃናት ንምድሓንን በዚ ምኽኒያት ዝሞቱ ህፃናት ንምቕናስን ዝሕግዝ ፈጠራ ስራሕ ሒዘን ቀሪበን።

ናብ ቀፃሊ ዙር ካብ መንጎ ዝሓለፋ 30 ሃገራት ስም ኢትየጵያ ብምፅዋዐን ሚኒስትር ዴኤታ ንጉሱ ጥላሁን ናይ እንኳዕ ደስ በለክን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.