Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መሪሕነት ኢንሼቲቭ ቀይሕ ባሕሪ ብምውሳድ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ።

ብምትሕብባር ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ  ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ዘኽእል ፕሮጀክት ትልሚ ኣፈፃፅማ ዘተ ተኻይዱ።

ኣብቲ ዘተ ሓለፍቲ ፕሮጀክት ኢንሼቲቭ ቀይሕ ባሕሪ ንኮሚሽነር ጄነራል ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብዛዕባ እቲ ፕሮጀክት መብርሂ ሂቦም።

ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣፅዋራት ኲናትን ዝውውር ሰብን ኣብ ምክልኻል ልዑል ስራሕ ከመዝሰርሐት እወነ ተዛሪቦም።

ብተወሳኺ ኣብ ምክልኻል ግብረ ራዕዲ ሰፊሕ ተመክሮ ከምዘለዋ ሓቢሮም።

ፕሮጀክቱ እውን እንዲሆን ያላትን ትልቅ ልምድ ለቀጠናው ብሎም ለአፍሪካ እንደምታካፍልም ነው የገለጹት፡፡

እቲ ፕሮጀከት ዕላዊ ንክኸውን ዘለዋ ዓብዪ ልምዲ ነቲ ቀጠና ኢሉ እውን ኣፍሪካ ከምእተካፈል ምግላፆም ካብ ፌዴራል ፖሊስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.