Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ።

ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቓ 37 ሰከንድ 24 ማይክሮ ሰከንድ ብምዝዛም መበል ካልኣይ ደረጃ ሒዙ።

ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ወርቂ ከምዝረኸበት ካብ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.