Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ናይ መጀመሪያ ወርቂ ብምዕዋታ እንኳዕ ደስ በለና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ እንኳዕ ደስ በለና ክብሉ መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም።

ኣብቲ ዝተገበረ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ምምፅኡ ይዝከር።

ንካልኦት ተወዳደርቲ እውን ሰናይ ዕድል ከጋጥሞም እምነ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተና ብምሕላፍ ዓወት ምምዝጋባ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም መልእኽቶም ኣመሓላዐሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.