Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ።

ኮምሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ንግዲ ኤምባሲ ኣሜሪካ ያሱኢ ፓይ ተዛቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ምስቲ ኮሚሽን ሓቢሩ ብምስራሕ ሓገዝ ንክገብር ሓቲተን።

ኣጎዋ ኣብ ኢንቨስትመንት ሴክተር ኢትዮጵያ ዘለዎ ልዑል ረብሓን ኣብ ኢንቨስትመንት ሴክተራት ንዝተዋፈሩ ኣካላት ብቐጥታ ይኹን ተዘዋዋሪ ካብ ተረባሕነት ኣገዋ ከምዝኾኑ ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምብርሀን ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዎ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.