Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር 5 ሺሕ ብጉዳፍ ፀጋይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር 5 ሺሕ ብጉዳፍ ፀጋይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ።

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብቲ ውድድር ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኢያ ዛዚማቶ።

ኔዘርላንድ ብምውካል ዝተሳተፈት ሲፋን ሀሰን ወርቅ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ወርቂ ረኺባ።

ኬንያዊት ኣትሌት ሄለን ኦብሪ ድማ ካልአይቲ ብምዃምን ሜዳሊያ ብሩር ኮይና።

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት እጅጋየሁ ታዬን ሰምበሬ ተፈሪን ድማ ሓምሻይን ሻድሻይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.