Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ዩ ኤን ሃቢታት ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ዩ ኤን ሃቢታት ትሳተፍ ኣላ።

እቲ ጉባኤ “ንዝሓሸ ምዕባለ ከተማ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።

ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጰያ ይሳተፍ ከምዘሎ አወን ተገሊፁ።

ኣይተ ፈንታ ደጀን፥ ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ዝምልከት መብርሂ ከምዝሃቡ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማታት ዝገብሮ ዘሎ ለውጢታት ኣወዳድባ ፖሊሲ ምብርሆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.