Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ከም ዩጎዝላቪያ ክትብተን ኢያ ዝብሉ ኣካላት ሓሳቦም ዝተሰሓሓተ ኢዩ-ቲቦር ናዢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ዩጎዝላቪያ ክትብተን ኢያ ዝብሉ ኣካላት ሓሳቦም ዝተሰሓሓተ ኢዩ ክብሉ ነበር ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣሜሪካ ቲቦር ናዢ ገሊፆም።

ቲቦር ናዢ ኣብ ትዊተር ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ከም ዩጎዝላቪያ ክትብተን ኢያ ዝብሉ ኣካላት ሓሳቦም ዝተሰሓሓተ ኢዩ ኢሎም።

ዩጎዝላቪያ ብሰዓርቲ ቀዳማይ ኲናት ዓለም ዝተጣየሸት ሃገር ከምዝኾነት በምዝኽኻር፥ ኢትዮጵያ ብኣንፃሩ ብዙሓት ፀገማት ዝተሳገረት ሃገር ከምዝኾነት ገሊፆም።

ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ብዙሕ ዘበን ዘቑፀረት ሃገር ምዃና ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.