Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ትዛተ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ጎኒ ንጎኒ መበል 39 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ትዛተ ኣላ።

ክሳብ ሐዚ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ኣብ ዘኽእሉን ኣብ ኣህጉራዊ ጉዳያትን ብምድሃብ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቤኒን፣ ኣልጄሪያ፣ ላይቤሪያ፣ ቡሩንዲ ዘተ ገይራ።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እተን ሃገራት ዘተ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ንሄራዊ ረብሓታት ኢትዮጵያ ኣብ ዘኽብሩ ጉዳያት ትኹረት ምግባሮም ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም።

ብኣፈወርቅ እያዩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.