Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ 108 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮናቫይረስ  ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 108 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮናቫይረስ  ከምዝተረከበት ናይ ኣፍሪካ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ  ኣብ ቦሌ ዓለም ለኸ  መዕፈፎ ነፈርቲ ብምኻድ ተረኪበን።

እቲ ክታበት ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ዝበሃል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ክታበት ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ዶክተር ሊያ ተዛሪበን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.