Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኮቫክስ ካብ ዝተብሃለ ዓለም ለኻዊ ትካል 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ።

እቲ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ኣስትራዜኒካ ዝተብሃለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

የጤና ሚኒስቴርም ክትባቱ ቅድሚያ ለሚሰጣቸው የህብረተሰብ ክፍሎች ደረጃ በደረጃ ለመስጠት የሚያስችል የቅድመ ዝግጅት ስራዎችን እያጠናቀቀ መሆኑ ተገልጿል፡፡

እቲ ክትባት ብቐዳምነት ንዝወሃቦም ክፋላት ሕብረተሰብ በቢብርኩ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይዛዘም ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ።

ፕሮግራሙ ድማ ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ዕላዊ ክግበር ኢዩ።

ብሃይማኖት ኢያሱ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.