Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ፍርያት ሲኖፋርም ክታበታት ኮቪድ19 ፅባሕ ክትርከብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ኣብ ቻይና ዝተዳለወ ፍርያት ሲኖፋርም ክታበታት ኮቪድ19 ፅባሕ ከምትርከብ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፍልፍል ብምግባር ግዜኢ ከምዝፀብፀቦ፥ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብዝተገበረ ሓገዝ ኢትዮጵያ ክታበታት ሲኖፋርም ፅባሕ ክትርከብ ኢያ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.