Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ) ሰኑይ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዓለም ናይ መወዳእታ ዝኾነ ኣገልግሎት ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ) ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።

ነዚ ድማ ኣድላዪ ምድላው ከምዝዛመ ገሊፁ፡፡

እቲ ኩባኒያ ኣብ ዓለም ናይ መወዳእታ ዝኾነ ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ) ኣገልግሎት 1 ጉንበት 2014 ዓ.ም ከምዘመርቕ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ የረድእ።

ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ)፥ ኣብ መላእ ዓለም ናብ ስራሕ ዝኣተወ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2019 ኢዩ።

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 እውን ቁፅሪ ተጠቃሚ እቲ ቴክኖሎጂ 1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ይግመት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.