Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ማእኸል ሓበሬታ ሞጁላር ብሓባር ንምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኣርባዕተ ትካላት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ማእኸል ሓበሬታ ሞጁላር ብሓባር ንምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ዝተፈላለዩ ኣርባዕተ ትካላት ፋይናንስ ተፈራሪሙ።

እቲ ትካል እቲ ስምምዕነት ተፈራሪሙ ዘሎ ምስ ባንኪታት ዘመን፣ ዘምዘምን ሂጅራን ከምኡ እውን ምስ ትካላት ፋይናንስ ሬስ ማይክሮ ፋይናንስን ዌብስክሪብስን ኢዩ።

ዋና ፈፃሚት ስራሕ ፍሬህይወት ታምሩ ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምህናፅ ከም ሓደ ዓይነት ማእኸል ዳታ ኣሰራርሓ ምዝርጋሕ ወሳኒ ኢዩ።

ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓማውቲ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት እናዘርገሐ ከምዝኾነ ዝሓበራ እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ፥ ኣብ ቀፃሊ እውን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.