Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ።

እቶም ኣገልግሎታት ክላውድ፣ ስትሪሚንግ ሙዚቃን ማዕኸን ሓበሬታ ሞባይል ቴሌ ድራይቭን እንትኾኑ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ስምምዕ ብምፍፃም ከምዝተጀመሩ ተገሊፁ።

እቲ ትካል ቴሌ ድራይቭ፣ እልፍ ፕላስን ክላውድ ሶልሽንን ዝተብሃሉ መተግበሪታት ኢዩ ዕላዊ ገይሩ።

ቴሌድራይቭ፥ ዝተፈላለዩ ፋይላት ንምክንኻንን ምኽዛንን ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እልፍ ፕላስ ዝተብሃለ ድማ ዝተፈላለዩ ሙዚቃታት ንምድማፅን ንምውራድን ዘገልግል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ክላውድ ሶልሽን፥ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ዝተሰናድኡ ናይ ውልቀን ትካልን መረዳእታታት ንምስናድ ዘገልገል ኢዩ ተባሂሉ።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.