Fana: At a Speed of Life!

ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ቴክኖሎጂታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ቴክኖሎጂታት ዕላዊ ገይሩ።

እቶም ቴክኖሎጂታት፥ 3ዲ ፕሪንተር፣ ፕላንት ዌት፣ በዓል 70 ሚሊሜትር ሪፍራክተር ቴሌስኮፕን በዓል 200 ሚሊ ሜትር ቴሌስኮፕን ከምዝኾኑ ድማ ተገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲቱዩት ኣይተ ኣብዲሳ ይልማ፥ በዓል መዚ ሓለዋ ኣእሙራዊ ንብረት ኢትዮጵያ ነጀቶም ቴክኖሎጂታት ኣፍልጦ ከምዝሃቦ ተዛሪቦም።

ከምሃገር ኣብ ዝለዓለ ብራኸ ዘብፃሕ ኣብ ዝሓዝናዮም ትልሚታት ዘዐውቱ መናእሰይ ብቴክኖሎጂ ምህናፅ እንትንክእል ኢዩ እውን ኢሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.