Fana: At a Speed of Life!

ኢንስቲትዩት ቶኒ ብሌየር  ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ቶኒ ብሌየር  ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕፅል ገሊፁ።

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ዋና ኣቦ መንበር እቲ ኢንስቲትዩት ቶኒ ብሌየር  ዘቲዮም።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ትካላት ዘሎ ምትሕብባርን ኣብ ቀፃሊ ንምስራሕ ዝተትሓዙ ጉዳያትን ዝጠመተ ከምዝነበረ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኢትዮጵያ ካብ ምድላው ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን  2025 ጀሚሩ ክሳብ ምፍፃም ብቴክኒክ፣ ትግበረ ኢ-ሰርቪስ መፅናዕተ ብምግባር፣ ዓቕሚ መፈፀሚ ከምኡውን ኣወዳድባን ከይዲ ስራሕን ንምምሕያሽ ዘኽእል ደገፍ እንትገብር ምፅንሑ ተገሊፁ።

እቲ ኢንስቲትዩት ብዳታ ማእኸል፣ ኢንተርኔት ተበፃሕነት፣ ክላውድን ሓደሽቲ ቴክኖሎጂታትን ኣብ ቀፃሊ ክገብሮ ዝኽእል ደገፍ ዘተ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.