Fana: At a Speed of Life!

ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ክመርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ከምዝመርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ብዳኝነት ኩዕሶ እግሪ ቶኪዮ ኦሎምፒክ በቲ ዋና ዳይና ከትውከል ኢያ ኢሉ።

ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ብዳይነት ምሕራዩ  ፊፋ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ዝርዝር ስም ዳያኑ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.